ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሸልፍ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ :ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ስፔር ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ከፍተኛ ፍርድ ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::

4 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::

6 ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን

7 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::

8 ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 27/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 12/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ፤

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

11 ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo