ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ኣብ 2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ግቢ ዝርከብ ዝተኮመረ ዱርቃ /ሳዕር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

መሰቦ ሁለተኛ ደረጃና መሰናጃ ትምህርቲ ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/05/2011 ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-411850/0932-348328 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

                                         

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo