ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ ንቤት ፅ/ት ር/ምምሕዳር ናይ ማዕፆ ቁልፊ ናይ ተስሓቢ ወንበር ቁልፊ ስራሕቲ ቁልፊ ዝመሳሳሉ ንብረት ዝሰርሕ ብኩንትራክት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ፤

የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo