ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንግሆ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo