ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ (ቢዝነስ ካርዲ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

የትግራይ ክልል ውሃ ሃብት ቢሮ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo