ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፅግን ( ክነስርሕ) ንደሊ።

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo