ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

የእንደርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም

2 ሳንዱቅ ጨረታ08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo