ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ :: ስለዚክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

የትግራይ ተራድኦ ማህበር

                    ናይ ጨረታ ምልክታ

 

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/  ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትድሊ  :: ስለዚክጫረቱ  ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

 

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

 

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

 

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክልተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎም::ጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

 

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 20/12/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

 

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 20/12/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::

 

6 እቲዝተቁሃበበዝሒገፅናይጨረታሰነድገገንፂልካ ምትራፍኣይፍቀድንእቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታሰነድቁቡልከምዘይንገብሮ ነፍልጥ:

 

7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

 

8 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::

 

 

 

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo