ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም የኩሃ ቅርንጫፍ ጽሕህፈ ቤት

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

    1  ሸልፊ  በዝሒ -------------          18

    2 አግድም ወንበር በዝሒ -----------     62

  1. ዝድለይ ዓይነት ሸልፊ

 ሀ ቁመት 2.5 ሜትር

 ለ ጎድኒ 4 ሜትር

ሐ ተገዳሚ ጣዉላ ርጉዲ  2.5 ሳ/ሜ ብ 4 ሜትር ስፍሓት ናይቲ ጣዉላ 0.30 ሳ/ሜ ናይ ኣዉስትራልያ ጣዉላ

መ በዝሒ ተደርዳሪ 6 ብ 0.40 ሳ /ሜትር አፈላላይ

ሰ በዝሒ ተተካሊ ሓፂን 5 ኮይኑ በብሐደ ሜትር ርሕቐት ዓቐን ጠጠዉ ይብል

ረ ተተካሊ ሓፂን 20x20 ኮይኑ ርጉዲ 1.25 M.M ናይ ዝዕገት መከላኸሊ ቐለም ዝተቐበአ

1.2 ኣድላይ ዓይነት አግዳሚ ወንበር

ሀ ተገዳሚ ጣዉላ ርጉዲ 31/2-4 ኮይኑ ናይ ጎድኒ ስፍሓት 200 ሳ/ሜ

ለ ጉድኒ 450 ሳ/ሜ ናይ እግሪ ቁመት 45 ሳሜ በዝሒ ተተካሊ 6

ሐ ናይቲ እግሪ ሓፂን 30x30 ኮይኑ ርጉደት 1.25 ዓይነት አዉስትራልያ  ጣዉላ ብርኪ ዘይብሉ

መ ብጠቅለላ ቁመት 90 ሳ/ሜ ኮይኑ ምስ ናይ ድሕሪት ደጋፊ ዘለዎን ስንተቲክ ቀለም ብዝግባእ ዝተቐበአ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ሮቐሒ

1 ተጫረቲ ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኽፈሉ ክኸዉን ይግባእ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዝተሐደሰ ዘለዎ
  2. ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ተኾይኖም ናይ ቨት ዋጋ ሓዊሱ ብንፁር ክቕርብ አለዎ
  3. ተጫረቲ ዘሸነፈ እቲ ንብረት በቲ ትካል ዝደልዩ እዋን ዉዕሊ ኣሲሩ ከቕርብ ዝኽእልን እቲ ዝተሰርሐ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብቲ ጨረታ ዝተኻየደሉ ቦታ ዘጓዓዕዝን
  4. ካብቲ ዝተቐመጠ እስፐስፊከሽን ወፃኢ ዘቕርብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ከፈልጥ አለዎ
  5. ናይቲ ጨረታ ፖስታ ዝአትወሉ ኣድራሻን ዕለትን  ካብ 06/12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 11/12/ 2007 ዓ/ም 8:30 ብዝተአሸገ ፖስታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቢሮ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 373ኣብ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን
  6. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11 /12 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብዘለዉሉ ይክፈት ዘይቀረቡ ጨረታ ንምክፋት ዝኽልኽል ናይ ሕጊ ገደብ የብሉን
  7. ትካልና  እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ተጫረቲ እቲ ዝስራሕ ንብረት ዓይነቱ ኣብ ቢሮ ብምምፃእ ብኣካል ምርኣይ ይኽእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ  0344419127  ወይድማ 0344406439 ምድዋል ይክእሉ

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo