1 ተጫረትቲ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 90 ካላንደር መዓልቲ ሰሪሖም ከጠናቅቁ ዝኽእሉ።
2 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ንግዲ ምዝገባ፣ ቲን ናምበር፣ ቫት ሰርቲኬት፣ ናይ ተኾናታራይነት ሰርቲፊኬት ፣ ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህተምን ዓሪፈዎ ብሸምዒ ዓሺጎም ክሳብ 12/03/2011 ዓ/ም ናይቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ሰዓት 7:30 ናይ ድ.ሰዓት ኣብ ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ ከባቢ ከቀርቡ ይኽእሉ።
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ሉሲ መናፈሻ ናብ ደቡብ ገፅ ኣብ ዘሎ ቦታ ከባቢ ይኽፈት።
5 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ሓበሬታ-
1 ዓይነት ውዕልና ፎርፌ (lump sump typist o contract)
2 ሽቦን ሚስማርን፣ታንከርን ኮንስትራክተርን የቅርብ።
3 ስቶር እንተነኣሰ 4*4*3 ሜትር ቁመት ኮንትራክተር የስርሕ።
4 ኤሌክትሪክን ሳኒተርን ማሕበር የስርሕ።
5 ዋርድያን ማይን ብማሕበር የቅርብ።
መጠቃለሊ ዋጋ
ተ.ቁ | ዝርዝር ስራሕ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | መሸሸታ እምኒ ተኪልካ ምምላእ | ሜ/ካሬ | 650 | ||
2 | ኮለን 3.2 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ | ቁፅሪ | 96 | ||
3 | መደያየቢ ( ስቴር ኬዝ) | ቁፀሪ | 20 | ||
4 | ስላብ | ሜ/ካሬ | 1300 | ||
5 | መሸሸትያ ብዘይ እምኒ | ሜ/ካሬ | 650 | ||
ድምር | |||||
ቫት15% | |||||
ጠ/ድምር |