ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

የዉቕሮ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት ፅሕፈት ቤት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ

2 ቫት ዝተመዝገቡን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2 ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብኽልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ፤

3 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ኮምፒተር ፕሪንተርን ብር 3000.00 ፣ንቱቦታትን መገጣጠምታትን መሳርሕን ቆፀርትን ብር 6000.00 ብሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቅሮ ከምዝፅእ ዝኽእል

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/02/2011 ዓ/ም -05/03/2011 ዓም ኩሉግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅ.ሰዐት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል።

6 ጨረታ ሰነድ ትቦታትን መገጣጠምታትን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

7 ጨረታ ሰነድ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ዝዕሸገሉ ዕለት 07/03/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶ አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

8 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 25% ዘሸነፈ ንብረት ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ንኽእል ምዃና

9 ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-430053/0914-783604 ምድዋል ይከአል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo