ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;

የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ቢሮ

ምልከታግልፂጨረታቑፅሪ 6 /2007

ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ  2007 ዓ/ም  በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;

1  ናይ ዘመኑዝተሐደሰን ተመሳሳሊንግዲፍቃድዘለኩም::

2 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን TIN  ሰርተፌኬትክተቕርቡትኽእሉ::

3   ናይ 2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰናይመቕረባይነትሰርቴፌኬትዘለኩም::

4  ናይእሴትታክሲ /VAT/ዝተመዝገበንናይዚዓመትግብሪዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ  ወርሒ ሚያዝያ 2007 ዓ/ም  ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

5 ጨረታሰዓራይተባሂሉካብዝተገለፀሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ  5ናይስራሕመዓልቲ ዉዕሊ ክአስር አለዎ::

6 በቲ ቢሮተዳልዩዝተወሃቦመዐቀኒስፐስፊከሽንመሰረት ብፅሬትብመጠንብጊዜን ብዉዕሉመሰረት ንብረትከረክብዝክእል::

7  መወደደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉብሸምዒዝተዓሸገናይቲትካልሽምንኣድራሻን ማህተምን ፌርማንክህልዎይግባእ::

8 ተጫረቲዘይምለስ  50 /ሓምሳብር /እናኸፈልኩምካብቢሮኮንስትራክሽን መንገድንትራንስፖርትን ክልል ትግራይከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ ር  ኣብከምፕሌክስህነፃ  3ደብሪቁፅሪገዛ  179 ካብ ዕለት  22/ 10/ 2007  ዓ/ም  ክሳብ  22 / 10 /2007 ዓ/ም  ሰዓት 8:30  ኣብናይስራሕ ሰዓትእናመፃእኩምክተእትዉትኽእሉ::

9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪብር  5000 / ሐሙሽተሽሕብር/  CPO ወይ ብጥረገንዝብ ክተትሕዙእትኽእሉ:;

10  እቲጨረታዕለት  22/ 10 /2007 ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት  8:30  ተዓፅዩኣብቲዕለትሰዓት9:00  ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንትራንስፖርትንክልልትግራይከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ ርተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶምአብዘለዉሉይኽፈትተጫረቲወይተወከልቶምእንተዘይተረኪቦምእቲጨረታንምክፋትኣይታዓናቐፍን::

11  ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእኮነብክፈልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

13 እቲዝቀርብ ንብረትበቲናይቢሮዘቅረቦሳምፕል ስፔስፊከሽን መሰረት ይከዉን::

14  ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ  0344411052  ደዊልኩምክትረኸቡትኽእሉምኻንኩምንሕብር::

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo