ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ

የትግራይ ተራድኦ ማህበር

 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ  ተጫረቲ  ንሕድሕድ   ንብረት  እትገዝእሉ ዋጋ ብስም   ብዝተዓሸገ  ፖስታ ገይርኩመ እዚ ምልክታ ጨረታ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ   ክሳብ     10  ሰነ  2006 ዓ/ም  ሰዓተ  6:00  ናይ ንግሆ  አብ ዘለዉ  ናይ  ስራሕ  መዓልታት  ናብ  ቢሮ   ቁፅሪ  304  ክትቀርቡ  ንዕድም ::  ጨረታ  ዝክፈተሉ   ዕለት 11 ሰነ 2006 ዓ/ም   ሰዓተ  3:00  ናይ  ንግሆ  አብ  ቤት  ፅሕፈት  ማረት  መቐለ  ምኮኑ   እናገለፅና  እቲ  ትካል  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  እዚ ጨረታ  ብሙሉእ  ይኩን  ብክፋል   ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሓለወ  ምኮኑ  ንገልፅ  ::
መተሓሳሰቢ
 ሕድሕድ  ተጫረቲ  ዘይምለስ   ብር  50.00 ብምክፋል  ናይ  ጨረታ  ሰነድ  ካብ  ክልል  ቤት   ፅሕፈት  ማረት  ቢሮ   ቁፅሪ  304  ክወስድ   ይግባእ ::
ተጫረቲ   ናይ  ጨረታ  ውሕስና   መክበሪ  ናይ  ዝጫረትዋ  ንብረት   ዋጋ   2%  ብሲፒኦ  መልክዕ  ከትሕዙ  ከምዝግባእ   ንገልፅ ::
ጨረታ  ዝሰዓረ    ተጫራቲ  ካብ  ዝሰዓረሉ  ዕለት  ጀሚሩ   ዉሽጢ  10   ናይ   ስራሕ  መዓልታተ  ጠቅሊሉ  እንተዘይኣልዒሉ   ዘትሓዞ  ስፒኦ  ኣታዊ  ኮይኑ  ጨረታ  ከም  ዝስረዝ  ነፍልጥ ::

ምስ  ሰላምታ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo