1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተሓሓዙ ትኽእሉ
2 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒን ዘቐርብዎም መወዳዳሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ
3 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቐርቡ እትኸእሉ
4 ጨረታ መኽበሪ 3000.00 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ትኽእሉ
5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምሰራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሸጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ
6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/01/2011 ዓ/ም -22/01/2011ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት
7 ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁፅሪ 0344-418556 ዓዲሓቂ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ዝርከብ ናይ ጉድአት ኣካል ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 9ተ ምርካብ ይከኣል ።
ተ.ቁ | ዓይነት ፅገና | መጠን | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | ዝርዝር ፅገናታት | |||||||
1.1 | ናይ ተስሓቢ ቑልፊ ብናይ ባዕሎም ምቅያር | ብቑፅሪ | 1 | |||||
1.2 | ናይ ተስሓቢ ቑልፊ መፍትሒ ምቅራፅ | |||||||
1.3 | ናይ ተሽካርካሪ ወንበር ሃይድሮሊክ ምስትኽካል | |||||||
1.4 | ናይ ተሽከርካሪ ወንበር ክሪሎ ብናይ ባዕሎም መለዋወጢ ምቕያር | |||||||
1.5 | ናይ ፋይል ካቢኔት ቁልፊ ብናይ ባዕሎም ቁልፊ ምቕያር | |||||||
1.6 | ፋይል ካቢኔት ምፅጋን | |||||||
1.7 | መቅመጢ ወንበር ምፅጋን (ምብያድ) | |||||||
1.8 | ተስሓቢ ቁልፊ ሰርቪስ ንምግባርን ምፅጋንን | |||||||
1.9 | ሸልፊ ቁልፊ ምቅያር | |||||||
1.10 | ሸልፊ ቁልፊ ምፅጋን | |||||||
1.11 | ጠረቤዛ ምፅጋን | |||||||
1.12 | ማዕፆ ምፅጋን | |||||||
1.13 | ናይ ማዕፆ ቑልፊ ምቅያር | |||||||
2 | ሓዱሽ ንብረት ተዓዲጉ እንትኣቱ ፅሬቱ ምርግጋፅ | |||||||
2.1 | ወንበር | |||||||
2.2 | ጠረቤዛ | |||||||
2.3 | ሸልፍ | |||||||
2.4 | ፋይል ካቢኔት |