ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 8ተ Dell computer እና 8ተ HP Laserjet Printer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በትግራይ ውስጥ የኤች አይ ቪ ተጋላጭ የሆኑ ማህበራት ጽህፈት ቤት

1 ካብ ዝወፀሉ ዕለት እስካብ 17/09 /2018 ኣ ፈ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

2 ተጫረቲ ትካላት ነቲ ኣቅሓ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሴክ/ካሸር ብር50 እናከፈሉ ክወስዱ አለዎም

3 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕገዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ሰነድ ጨረታኦም ዋጋ ብሰምዒ ብዝትዓሸገ ኤንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/08/2018 ኣፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፃእኩም ከቅርብ ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/09/2010 ኣፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344415343 / 0914750648

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo