ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ብተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ኦፊስ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

አዲስ የመድኃኒት ፋብሪካ

ጨረታ ዝተለጠፈሉ ዕለት ኣብ ቤት ምክሪ 24/12/ 2010

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ናይ ንግዲ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ እቶት መክፈሊ ሰርተፊኬት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፊኬት ናይ ኦርጅናል ክልተ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 100 ብር ኣብ ናይ ትካል ፋይናንስ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ከፍሊ ክወስድ ይክእል

3 ተጫረቲ ናይቱ ዘእተዉዎ ዋጋ 5% ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 22/12/2010 ዓም ክሳብ 28/12/2010 ዓም ረፋድ 4:00 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ ኣብ ዕለት 28/12/2010 ዓም ረፋድ 5:00 ሰዓት ኣብ ኣዲግራት ዝርክብ ፋብሪካ መአከቢ አደራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዝተረከበሉ ይክፈት እንተዘይከይኑ ግን ተጫራታይ እንተዘይተረከበ ጨረታ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ ሰነድ መእታዊ ሳፅን ኣብ ማተሪያል ፕላኒንግ ቢሮ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

6ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344454211 / 0344451690 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ተቁ ዝርዝር ንብረት ረቆሒ በዝሒ ሐደ ዋጋ ድምር
1 Conference Table 4.6 x 1.6 x .76 Meter 01
2 Executive Table 150 x 90 x76 CM 03
3 Executive swivel managerial Chair Leather type 03
4 Wooden shelf 0.8 x 0.4 x 2 meter 03
5 Single pedestal Table 1.6 x 0.7 x .75 meter 05
6 High Back Swivel Chair Fabric 05
7 Sludge guest chair Fabric 16

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo