ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

የትግራይ ፖሊስ ኮሚሽን

ግልፂጨረታ

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::

1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታከቕርብ::

3  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድከቅርብዝክእል ::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

5  ጨረታመኽበሪ

  • ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/
  • ንናይ መኪና ጎማ  10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/ ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::

7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 50.00  ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 08/ 09 /2007 ዓ/ም  -  21/09/ 2007  ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት  8:00 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:00  ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::

11   ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ   0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::

 

 

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo