ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

የቀዳማይ ወያነ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ሎት 1 ኤለክትሮኒክስ ናይ ሲፒኦ ወጋ 3000 ቅርሺ

ሎት 2 ሸልፍ ዉሽጢ ዓዲ በዓል ተከፋቲ : ፈርኒቸር /ናይ ቢሮ ጠረዼዛን ሃይ ባክ ወንበርን ሎት 3 ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

2 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/09 /2010 ዓም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

3 ሰዓራይ ንብረት ኣብ ዉሽጢ3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ወፃኢ ይገብር 4 ናይ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 10 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937023598 ወይድማ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo