ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንክተማ መቐለ ፕሮጀከት መንገዲ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ክልየ ሃፍ ክሪን (Half Crain ) ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ኋ/የተ/የግ/ማህበር

በዚ መሰረት ናይ ምልዓል ዓቅሚ ሰለስተ ቶን : ስፖንዳ ንዉሓት 6 ሜትሮ : ናይ ስፖንዳ ስፈሓት 2.5 ሜትሮ : ናይ ምፅዓን ዓቅሚ 10000 ኪግ ሰብ ዋናን መካረይቲ ዝኮንክም መቅረብቲ ትካላት ኣብዚ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም

1 ተጫረቲ 50000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ምስቲ ሰነድ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎም

2 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ንሐደ ሰዓት ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክከዉን ይግባእ

3 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝመልእዋ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ቤት ዕዩ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ዋናን ቅዳሕን ፍቃድ መዘወሪ ማለት እዉን ሌብሬ ከቅረቡ አለዎም

6 ዝሰዓረ መቅረባይ ዘቅርቦ ሃፍ ክሬን ነቲ ቅድም ኢሊ ዝተጠቀሰ እስፔስፊኬሽን ማለት እዉን ዝርዝር ረቆሒ መሰረት ምካኑ

7 ብናይ እቲ ትካል በዓል ሞያ ዝርዝር ኢንስፔክሽን ተካይዱ ምስ ተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ ክልት መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሐ ክዋፈረ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 25/8/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 8:30 ይክፈት

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo