ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ / ህ.ወ.ሓ.ት / Tigray People’s Liberation Front Office ቤት ፅሕፈትና ናይ ፈርንቸር ኣቁሕት ደረጅኡ ዝሐለወ ውሕስና ዘለዎም ክንገዝእ ስለዝደለየ ነዙይ ክተቕረቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ረቆሒ መሰረት ክትጫረቱ ንዕድም 1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 100 ብር ( ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (24)
- ኮንስትራክሽን (208)
- ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (510)
- የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (68)
- ግብርና (174)
- የግንባታ እቃዎች (408)
- ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (207)
- ማማከር (37)
- ትምህርትና ስልጠና (27)
- ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (352)
- ምግብና መጠጥ (129)
- እግድ (38)
- ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (9)
- ፈርኒቸር (200)
- ጤና (40)
- የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (174)
- ጥገና (61)
- የህክምና ዕቃዎች (56)
- ፎቶግራፍና ፊልም (6)
- የህትመት ስራዎች (99)
- የማስታወቅያ ስራዎች (9)
- ኪራይ (182)
- ሽያጭ (272)
- የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (38)
- የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (79)
- ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (153)
- የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (97)
- የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (81)