ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ንብረት ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ በዓል 200M3 ክሰርሕ ያደሊ 1 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድን ስራሕ ልምዲን ዘለዎ ደረጃ 7ተ ን ልዕሊኡን 2 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርዲን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 3 ቫት ዝተመዝገበን ቴም ካርድ ናይ ግብሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትዎ ሰነድ ዝርዝር ዋጋ ዝግልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክልተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብብባዕሉ ፖስታ አሽጉ አተሓሕዙ ዘቅርብ 5 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ብር 5000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ብር) ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንኪ ዝትመስከረሉ ቼክ ወይ (CPO ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል 6 ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 16/09/2006 ዓ/ም ክሳብ 26/09/2006 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓተ አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 10 ዘይምለሰ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ናይ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል 7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2006 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት 8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓለት 26/09/2006 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እብ ዘለወዎ ይክፈት 9 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቁ 0344-43-00-53 ሞባይል 0914-78-35-64
- ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (24)
- ኮንስትራክሽን (208)
- ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (510)
- የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (68)
- ግብርና (174)
- የግንባታ እቃዎች (408)
- ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (207)
- ማማከር (37)
- ትምህርትና ስልጠና (27)
- ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (352)
- ምግብና መጠጥ (129)
- እግድ (38)
- ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (9)
- ፈርኒቸር (200)
- ጤና (40)
- የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (174)
- ጥገና (61)
- የህክምና ዕቃዎች (56)
- ፎቶግራፍና ፊልም (6)
- የህትመት ስራዎች (99)
- የማስታወቅያ ስራዎች (9)
- ኪራይ (182)
- ሽያጭ (272)
- የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (38)
- የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (79)
- ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (153)
- የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (97)
- የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (81)