ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ንትካልና ዝዉዕል ኣገልገሎት ደረቅ ጎሓፍ ካብ ገዛ ንገዛ ትካላት ፅሪጊያን ዲሬነጀን ሽንጥሮን ካምኡዉን ዕደጋ ማእከላት ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ኣገልገሎት ስራሕቲ ክፍፅም ስለዝደሊ በቲ ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ሓድነት ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2010 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2010 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/5/2010 ዓም ጀሚሪ 1/6/2010 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 20 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 1/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 2/6/2010 ልክዕ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ብር 15,000.00 ከትሕዝ ዝክእል

4 ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራና ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416284 ወይ 03 48 419041

ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo