ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የቆላ ተምቤን ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት
  • 1አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
  • 2ናይ 2009ን 2010 ዓም ሙሉእ ግበሪ ዝከፈለ ወይ ንግዲ ፍቃድ ዘሐድስን
  • 3እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  • 4ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከቅርብ ዝክእል
  • 5ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሓመሳ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ
  • 6ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  • 7ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 4/05/2010 ዓ/ም ክሳብ 21/5/2010 ዓ/ም ኮይኑ ሐደ ኮፒ ሐደ ኦርጅናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  • 8ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/5/2010 ሰዓት 4:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 5:00 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት አይተኣጎጎልን
  • 9እቲ ጨረታ ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ
  • 10ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  • 11ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
  • 12እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  • 13እዚ ጨረታ እዚ 1ይ ሰዓሪ እንኣቡ ን 2ይ ሰዓራይ እንተኣብዩ ን3ይ ሰዓሪ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዝኮነ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo