ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የቆላ ተምቤን ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት
  1. ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን::
  2. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታ እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  3. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ 100 ብር ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ
  4. ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 17/2/20010 ዓ/ም ክሳብ 6/3/2010 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ብዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃ እነ ዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
  5. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 6/3/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
  6. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል::
  7. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
  8. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
  9. ናይ 2009 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2010 ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰነ
  10. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

       ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052 /0344460116

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo