ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣፈዉስ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

መቐለ ጤና ጣብያ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣፈዉስ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

  2. ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::

  3. ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬተ ዘለኵም::

  4. ናይ ሕዳር /2007 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላሬሽነ ዘቕርብ::

  5. CPO ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ) ከትሕዝ ዝኽእል::

  6. ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ( ሰላሳ) ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ የእትዉ::

  7. ምልከታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 13 ጥሪ 2007 ዓ/ም ክሳብ 27 ጥሪ 2007 ዓ/ም ::

  8. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 27 ጥሪ /2007 ሰዓት 11:00 ::

  9. ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 28 ጥሪ /2007 ዓ/ም ሰዓት 03:00 ::

  10. ሳዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ነቲ ዝስዕሮ ንብረተ ዉዕል ክሳብ ዝሰርሐሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ጣብያ ጥዕና መቐለ የቕርብ::

  11. ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

  12. ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::

  13. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ:;


 


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo