ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

3 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት ታሕሳስ 21 ክሳብ ታሕሳስ 24/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ ሕዳር ታሕሳስ 24/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:15 ተጫረትቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::

4 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር ::

5 ሳዓራይ ተጫረቲ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ዝናሳሕ እንትኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ /CPO/ ናብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣታዊ ይኸዉን ::

6 ተጫረትቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ይግባእ ::

7 ተጫረቲ ቲን ቑፅሪ ከቕርቡ ይግባእ ::

8 ተጫረቲ ንግዲ ምዝገባ ከቕርቡ ይግባእ ::

9 ተጫረቲ ቫት ዲክላሬሽን ከቕርቡ ይግባእ::

10 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo