ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮነከስን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስል ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልከታ  ጨረታ
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና  ክልል ትግራይ  ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል   ፅሕፈት  መሳርሒን  ኤሌክትሮነከስን ፅሬት  ኣቁሑትን  ብግልፂ  ጨረታ  አወዳዲሩ   ክዕድግ  ስል  ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::
ተጫረቲ  ከማልእዎ  ዝግባእ ረቆሒ
1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ  ግብሪ  ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድ  ዘሐደስኩምን::
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ  ቲን ምምዝጋበኩም  መረዳእታ  ክተቕርቡ  ትኽእሉ::
3 ቫት  ምምዝጋብኩምን  ወርሓዊ ድክለረሽን   ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ  ክተቕርቡ  ትኽእሉ::
4 ብመቕረባይነት  ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ  ክተቕርቡ  ትኽእሉ::
5 መኽበሪ  ጨረታ  ንፅሕፈት  መሳርሒ  ብረ  10,000 ስፒኦ/CPO/  ኾይኑ ንፅሬት ኣቁሑት ብር  5,000  ስፒኦ/CPO/  ንኤሌክትሮኒክስ  ብር  3,000 ብ ስፒኦ/CPO/   ከትሕዙ  እትክእሉ::
6 ናይ ጨረታ   ሰነድኩም ብሰምዒ  ብዝተአሸገ  ኤንቨሎፕ  ሓደ ዋንኡን  ሓደ  ቕዳሕን   ነዚ  ጨረታ  ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ  ሳንዱቕ ኣብ  ደጋፊ ከይዲ  ስራሕ  ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ  3  አብ ናይ  ቢሮ ሰዓት  ምእታዉ  ትኽእሉ::
7 እቲ  ጨረታ ካብ ታሕሳስ  16/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15  መዓልቲ  አብ አየር   ዝፀንሕ  እንትኸዉን  ጥሪ  01/ 2007 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት  3:00  ተዓፅዩ  በዚ  ዕለት  ሰዓት  3:30  ይኽፈት::
8 መሸነፊ ትካል  ብዝተዉሃበ  ስፐስፊኬሽን  መሰረት  ዘቕርብ  መወዳደሪ  ዋጋ  ቫት  ሓዊሱ  ከቕርብ  ይግባእ  አብ መወዳደሪ  ዋጋ  ቫት  ከይሓወሰ  ዘቕረበ  ተጫራታይ  ቫት  ከም ዝሐወሰሉ ይዉሰድ::
9 ተጫራታይ  ብስፐስፌኬሽን  መሰረት  ጥራሕ  ከቅርብ  ዝኽእል  ኾይኑ  መሸነፊ መቕረባይ  ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ  ናብ ቢሮ ሐለዋ  ጥዕና ክልል ትግራይ  ኣታዊ  ይገብር::
10 መሸነፊ መቕረባይ  ትካል  ዉዕሊ ካብ  ዝአሰረሉ ዕለት  ጀሚሩ  ኣብ ዉሽጢ  15  መዓልቲ  አታዊ  ይገብርን  ዉሕሰና ንዝድልዩም ኣቑሑት  ድማ ዉሕሰና  ከቕርብ  ዝኽእል::
11 ነዙይ  ዝተዳለወ  ናይ ጨረታ  ሰነድ ካብ ከይዲ  ዕዳጋ   ቢሮ ቑፅሪ 3  ዘይምለስ ንፅሐፈት  መሳርሒ ንፅሬት አቅሑት  ብር 30. 00  ብክፋል ምዉሳድ  ትኽእሉ::
12  ቢሮ ሐለዋ ጥዕና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ እቲ ጨረታ  ብምሉእ  ይኹን ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰል አለዎ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ  ቢሮ  ሐለዋ ጥዕና   ክ ትግራይ  ስቁ 251 03 44 40  04 51:  0348409782 ምድዋል  ይከአል::

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo