ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒንብረታት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራት ፍርናሽን : ደምብልብሲ ናይ ተሃነፅቲን ሓካይምን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

የውቕሮ ማረሚያ ተቋም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒንብረታት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራት ፍርናሽን : ደምብልብሲ ናይ ተሃነፅቲን ሓካይምን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሒ ክተማልኡ ንዕድም::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2007 ዓ/ም ዘሐደሰ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ህንፃ መሳርሕን ተወዳደሪ ዝኮነ ቫት ዝተመዝገበን ናይ ባትምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክለረሽን ዝገበረሉን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

5 መክበሪ ጨረታ ን ኤሌክትሮኒክስ ህንፃ መሳርሒ ሕድሕድ ብር 5000. 00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ንድንቢ ልብሲ : ንወራጅን ሞራለን ባህርዛፍን ሕድሕድ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ/ ዓራትን ፍርናሽን :ንናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ንሕድሕድ ብር 1000/ ሓደ ሽሕ /ብስፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዘተጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝፀ6 ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት 20/ 4 /2007 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5 /5/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ አብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ይክፈት::

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእኽል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5 ዕ /ፋ/ን/ምም/ር ንኤለክትሮኒክስ ህንፃ መሳርሒን ብር 30 /ሰላሳ ቅርሺ ንወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ ደንቢ ልብስን ሕድሕድ ብር 20/ ዕስራ ብር / ዓራት ፍርናሽን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ሕድሕድ ብረ 10 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካአል :: ናይቲ ጨረታ ረቆሒ ዘማለእ ከም ዘሎ ተሓሲቡ እቲ ፖስታ ይክፈት :: ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ይርአዩ::

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344430843 / 0914148862 ይሕተቱ


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo