ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የደቡባዊ ምስራቅ ኣስተዳደር ጽህፈት ቤት

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ጨረታ መክበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዘይምለስ ብር 20 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊሎም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ናዓደምና ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 27/06/2009 ዓም ክሳብ 17/07/2009 ዓም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 18/07/09 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo