ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጎደናታት ግሪነሪ ፅባቀ ግልጋሎት ዝዉዕል ተክልላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ተክልታት ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

የዓዳ ሐቂ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ 3000 /ሰለሰተ ሽሕ ብር/ ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ደ/ ክ /ስ/ ዕ /ፋይ/ን ምም/ር 2ይ ደብሪ ዘይምለስ ብር 20 ዒስራ ብር ብምክፋል ምውሳድ ይካአል

4 ተጫራቲ አብ ዝመልእዋ ጨረታ ሰነድ ሽም ፈርማ አድራሻ ማህተም ዝአረፎ ዝተአሽገ ፓስታ ከቅርቡ አለዋም

5 ሰነድ ጨረታ ዝእፀወሉ ዕለት 17/8/2006 ዓ ም ሰዓት 8:00 ተዐፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት17/8/2006 ዓ/ ም ሰዓት 8:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምአብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ተወዳዲሩ ዘሸነፈ ተጫረቲ አብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስርሕ ማዕልቲ ውዕል ክዓስር ዝክእል

7 ተወዳዳራይ ዘሸነፎም ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አታዊ ክገብር ዝክእል

8 ተወዳዲሩ ካብ ዘሸነፎም ንብረት ክውስክ ክቅንስ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ብቁፅሪ 0344403772 ደዊልካ ምሕታት ይካአለ

 


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo