መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

መቐለ ማረምያ ቤት ማእከል

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: በዚ መሰረት

ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2006 - 2007 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለወም ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን አታሒዝኩም ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቕረባይነት ደፍተር ዝተሐደሰ tin number መፍላይ ቁፅሪ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ::

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮነን ብተወሳኪ ናይ ጥቅምቲ 2007 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል::
4 tin number መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ፎቶ ኮፒን ኦርጀናልን ገይሩ ዘቅርብ::

5 ጨረታ ሰነድ አብ መቐለ ቤት ህንፀት ዝርከብ ወደከስዕፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 9/ 04 /2007 ዓ/ም ክሳብ 24 /04 /2007 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 30 ቅርሺ እናከፈለ ክወስዱ ዝክእል ምካኑ ነፍልጥ::

6 ብተወሳኪ ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዘቆርፀሉ ሰዓት 4:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5:00 ቅ/ ቀትሪ ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት::

7 እቲ በዝሒ ንብረት 20 % ክዉስክን ወይ ከዓ ክቅንስ ይክእል እዩ::

8 ሰዓሪ ትካል ሰዓራይ ኮይኑ ምስ ተነገሮ አብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ኦርጅናል ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዚ ንመቐለ ቤት ህንፀት ቤት ህንፀት አታዊ ምስገበረ ዝኸፍሎ ብር ልዕሊ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2 % ይኸፍል እቲ ዝተመልኦ ዋጋ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::

9 ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠ /ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ብፖስታ ዝተዓሸገ አብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነደ ጨረታ ዋጋ መሊኦም ኦርጀናል ምስ ኮፒ ኣታሐሕዚ ከቅርብ ዝክእል::


10 ተወዳደረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 3,000 .00 ብር ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፐኦ ከትሕዙ ዝክእል ብተወሳኪ ሰዓሪ ትካል ሰዓሪ ኮይኑ ምስ ተረገሮ ናይ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ 10% ብር ከትሕዝ ዝክእል መ /ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምልአ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ :: ንዝበለፀ ተወሳኪ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0348409452 ምሕታት ይከአል ::

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo