ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ እስተሽኔሪ ኣቀሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

የትግራይ ወጣቶች ማህበር

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ  ንቤት ፅሐፈትና  ግለጋሎት  ዝዉዕሉ ናይ  እስተሽኔሪ ኣቀሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
2  ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር  ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
3 ዝተሐደሰ መቕረብነት መለለይ ካርድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
4 ናይ እስተሽኔሪ ኣቀሑ ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይዚወርሒ  ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ  ክተቕርቡ እተክአሉ
5 መክበሪ ጨረታ  ብር 5000.00 ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ  ምሰቲ ናይ ጨረታ  ሰነድ ከእቲ ዝክእል
6 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 1/04/2007ዓ/ም   ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/04/2007ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣበ ማሕበር መናእሳይ ትገራይ ይኽፈት
7  ሰነድ ጨረታ  ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርን ብር 20 እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም  እትከአሉ  እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 12/03/2007 ክሳብ ዕለት 24/03/2007 ሽም "ኣድራሻ ፌርማ  "ማህተምን ብመግባር  ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ  ፖስታ ናይ ቢሮ  ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::
8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ ንዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብናይ ባዕሉ  መጎዓዓዝያ  መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝከአልን እቲ  ንብረት  በቲ ዝወፀ  እስፐስፊኬሽን  መሰረት ትክከለኛ ምኮኑ   ምሰተረጋገፀ ኣታዊ   ገይሩ  ገንዘብ ዝወስድን ::  
9  መክበሪ  ዉዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብCPO ክተሕዝ ዝከአልን ኣብ ዉሽጢ  2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ዝአስርን::
10 ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት  20% ምዉሳኽን  ምቕናስን ዝከኣል ምኮኑ::
11  አብዚ  ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከም ዝከዉን  ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ  ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት  ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ’ ዉን ተሐታቲ  ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ::
12 መኽበሪ ጨረታ  ፀኒዑ ዝፀንሐሉ  ግዜ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::
13 ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ   ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን::
14  መ/ ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን  ብኽፋል ናይ  ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo