ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸ ካብ SDG ዝተመደበ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

የቆላ ተምቤን ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ዘርፊ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 8 ን ልዕሊኡን ዘለዎን ኮይኑ እቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ብድምር ሰሪሑ ከረክብ ዝክእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ አብ ተን ዝተጠቀሳ ጣብያ ከስርሕ ዝክእል
  3. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  4. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 Â ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 07/04/2009 ዓ/ምÂ ክሳብ 21/04/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  5. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/04/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 5:00 ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
  6. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 15000 ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  7. ኣብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ተመዝጋቢን መግለፂ ብርኪ ስራሕ ሰርትፍኬት ከቅርብ ዝክእል
  8. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  9. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  10. ሰዓራይ ኮይኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  11. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ0344460052

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo