ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል::
-
ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ
-
Tin Number ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ
-
ዝተፈላለዩ ሕተመትን ቅጥዒታትን
-
ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት
-
ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊልፈልትሮን ኦይል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን
ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተወዳደርቲ(ጨረታ) ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናየ 2007 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቀረብ
2 ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::
3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::
5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ( ዒስራ) ከፊልኩም ትወስዱ::
6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፀ Specification ይ ሐደ ዋጋን ጠዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ይ ደረጃ ይኸዉን::
7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይ ንዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ሰበ ሞያታት ትክክለኛ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዘበ ይወስድ::
8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካበ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን::
9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::
10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናበ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣበ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ:: መቐለ
11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 26 /03 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09 /04/ 2007 ዓ/ም ይኸዉን::
12 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 09 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶመ ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶመ ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::
13 ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል ዝክእል::
14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
15 ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ዝበዝሐ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ::
16 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊት ንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ሕሸታት ይካኣል::