ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ስፖርትን ዕጥቅን ፍርናሽ አንሶላ ኮቦርታ ከምኡዉን ካልኦት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም::

የማይጨዉ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ንኻልአይ  ግዜ  ዝወፀአ  ምልክታ ጨረታ
ቤት  ፅሕፈትና  ትልምን ፋይናንስን  ከተማ ማይጨዉ   ንቤት  ፅሕፈታት  ግልጋሎት  ዝዉዕል  ስፖርትን  ዕጥቅን ፍርናሽ  አንሶላ   ኮቦርታ   ከምኡዉን   ካልኦት  ብግለፂ  ጨረታ አወዳዲሩ   ክዕድግ   ይደሊ   ስለዚ  ሕጋዉያን  ነጋዶ  ዝኮንኩም  ንክተወዳደሩ  ንዕድም::
ተጫረቲ   ከማልእዎ  ዝግባእ
 1  በቲ  ዘፈር  ንግዲ  ናይ ዘመኑ  ዝተሐደሰ  ፍቃድ  ንግዲን  ቲን  ናምበርን  ከቕርብ  ዝኽእል::
2   ሐዱሽ  ናይ 2007 ዓም  ዝተሓደሰ  መቕረባይነት ካርዲ  ዘለዎ
3 ቫት  ተመዝጋቢ  ዝኾነ::
4  ቅድሚ  ክልተ ወርሒ ዲክረር  ዝገበርሉ   መረዳእታ  ከቕርብ ዝኽእል::
5  መኽበሪ  ጨረታ  ብር  3000.00 ብ CPO   ወይ  ብጥረ ገንዝብ  ከትሕዝ  ዝኽእል::
6  ናይ ጨረታ  ሰነድ  ዋጋ  ዘይምለስ  ብር  30.00 ብምኽፋል  ካብ ዕለት  25/03/ 2007 ዓ/ም  ጀሚሩ  ምልከታ  ካብ  ዝወፀአሉ  አበ ናይ  ስራሕ  ሰዓተ  ካብ  ከተማ ማይጨዉ  ትልምን  ፋይናንስን   ምዉሳድ  ይካአል::
7 እቲ ጨረታ  ሳንዱቅ ዕለት 10 /4/ 2007 ዓ/ም  ልክዕ  ሰዓት 4:00  ተዓፅዩ   ሰዓት  4:30   ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ  ወኪሎም  ኣብ ዝተረከብሉ  አብ  ከተማ ማይጨዉ  ትልምን  ፋይናንስን  ይከፈት::
8 ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ  ነቲ ጨረታ  ብምሉእ ይኹን  ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ
9  እቲ  ቤት  ፅሕፈት  20 %  ናይ ምዉሳክነ  ምቅናስን  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
10 ጨረታ  ፀኒዑ  ዝፀንሐሉ  ግዜ  45 ማዓልቲ  ይኸዉን  ::
  ንተወሳኺ  ሓበሬታ   ብስልኪ  ቁፅሪ    0347771234  ምሕታት  ይካአል::

 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo