ግልፂ ጨረታ
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::
1 ተወሳኺ እሴት ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ወረሓዊ ድክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል::
2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ::
3 ናይ መቕረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ከቅርብ ዝክእል ::
4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ / TIN/ ቑፅሪ ዘለዎም::
5 ጨረታ መኽበሪ
ንመድሓኒት 10 ,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/
ንፅሐፈት መሳርሒ ብር 30,000 .00 / ሰላሳ ሽሕ ብር/
ንፅሬት ኣቅሓ ብር 10,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/
ንመካይን ፊልትሮታት ብር 5000.00 /ሓሙሸተ ሽሕ ብር/
ንስፖርት ዕጥቂ ብር 1000.00 /ሐደ ሽሕ ብር / ብሰፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ::
6 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ዉዕል ምዕሳር ዝክእሉ::
7 አሸነፍቲ ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 1 ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ::
8 ተወዳደረቲ ንመድሓኒት ንፅሕፈትን ፅርየት መሳርሕነ ንሕድሕድ ሰነድ 100 . 00 ቅርሺ ንፊልትሮታትን ንስፖርቲ ዕጥቂ ድማ ብር 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ጨረታ ካብ ዕለት 23/ 03 /2007 ዓ/ም - 08/04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቐትሪ አብ መ/ቤተና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::
9 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
10 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል::