ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር አቁሑት :ክሎሪን: ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት: ናይ HDPE ቱቦን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርትን

የዓዲግራት ከተማ ዉሃ ኣቅርቦት ፅህፈት ቤት

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ Â ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

መክበሪ ጨረታ ናይ ፈርኒቸር አቁሑ ክሎሪን ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮምፒተርን 5000 ቅርሺ ከምኡድማ ናይ HDPE ቱቦን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርትን 15,000 ቅርሺከትሕዙ ዝክእሉ

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23 /02/ 2009 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 452872 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo