ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አገልግሎት ሕትመትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ንፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት አገልግሎት ሕትመትን ዝጫረቱ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ነሐሰ 2008 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00Â Â በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብርÂ ንገልግሎት ሕትመት ኣቁሑትን 3000 ብር ናይ ፅሬት ኣቁሑትን 2000 ብር ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 09 /01 /2009 ዓ/ም ክሳብ 24/ 01 /2009 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/ 01 /2009 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ክቀርብ አለዎ

9 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊትን ፊት ሄራ ን ሆቴል/ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ/ ::

10 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563/ 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

11 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈት ንበዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo