ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

የትግራይ ወጣቶች ማህበር
  1. ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቓዱ ዝሓደሰን ክኾን ኣለዎም።

  2. ተጫረቲ ቲ.ኦ.ቲ. ዝተመዝገብቲን ናይ ከፈለቲ ግበሪ መለለይ /ቲን/ ኣብ ምቐረባይነት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረጋገፂ ከቕርቡ ኣለዎም

  3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ካብ ዝተፈላለዩ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲ.ፒ.ኦ ብር 5000.00 ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎም

  4. ኣብቲ ጨረታ ዝሸነፈ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ቐሪኖም ናይ ዘቕረቡዎ መጠን 10% ናይ ጨረታ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ናይ ምእሳር ኣለዎም፣ መፂኡ እንተዘይኣሰረ ግና ዘድሐዞ ጨረታ መኽበሪ ይውረስ

  5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ኣሸናፊ እንተኾይኑ ዘሸነፎ ማንዋል በቲ ዘኣተውዎ ውፅሊ እቲ ስፐስፊኬሽንን መሰረት ከረክቡ ይግባእ

  6. እቲ ጨረታ ን1ይ፣ን2ይ፣ን3ይ ዝኾኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ውዕሊ ምስ ኣስረ ሽዑንሽዑ ይምለስሎም

  7. ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ዋጋ ብሽምዒ ኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ደሚሩ ክሳብ 29/05/2006ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተእትዉ ትኽእሉ

  8. እቲ ጨረታ ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 29/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትገራይ ይኽፈት።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo