ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማለትዉን ማንፋክቸሪንግ ቴክኖሎጂ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ዋተር ቴክኖሎጂ አዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኤለክትሪክ ቴክኖሎጂን መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ቴክኒክና ሙያ ማሰልጠኛ ኮሌጅ

ተወዳደርቲ ካብ 5 ክሳብ 20 መስከረም 2009 ዓም እቲ ሰነድ ጨረታ መሊእኩም ክትወዳደሩ እትክእሉ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo