ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ መቐለ ናብ ኢትየጰያ ሱማሌ ክልል 161 FSR (ኻልእ ናይ ፅዕነት መኪና) ናብ ፈቂ :(ኦቦሌ ሳይት) ንደጋሃቡር ፕሮጀክታት ናይ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ፕላስቲክ ትቦታት ንምጉዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ

ብሩ ተስፋ ተስፋ የመስኖ እና የውሃ ቴክኖሎጂ

ስለዝደለየ ናይ 2008 ዓም ዝተደሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

መብርሂ

  • እቲ ናይ ፅዕነት መኪና ካብ FSR ወፃኢ እንተኮይኑ ብሒሳብ ናይ FSR ትሕዞ ተገቢጡ ዝተሓዝ ምካኑ ንሕብር ንደሊ
  • ዝርዝር ናይ ጨረታ ረቂሒ ምስዚ ደብዳቤ ተታሓሒዙ ዘሎ ምርኣይ ይከኣል

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት(TIN) ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 2:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 13/12/2008 ዓም ጀሚሩ ናብ ትከልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 13/12/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/ /13/2008 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/13/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 Â Â ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344408544/ 0914726460 ደዊልካ ምሕታት ይከአልÂ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo