አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብቲ ኣካደዳሚ ግልጋሎት እናሃቡ ፀኒሖም ግልጋሎቶም ዘብቅዑ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቐሑት ብግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ክዉግድ ይደሊ

መለስ ዜናዊ የአመራር ማሰልጠኛ ኣካዳሚ

በዙይ መሰረት ከዓ ዝሽየጡ ንብረታት

ሀ ኮንቴነራት

ለ ዝተፈላለዩ ዝተቀየሩ ሓፂን መፂንን ናይ መኪና መለዋወጢ

ሐ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቀላሚጦስን ካልኦት ኦማትን ቆሪፁን ዝወስድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ/ክዉግድ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕቡ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2007 ግብሪ ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ አኣተሓሒዙ ክትቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ተከታተልቲ መዓልታት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ክተልዕሉ እትክእሉ

4 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ , እነተተካኢሉ ናይ ትካል ማህተምን ፌርማን እንተዓርፎዎ /እንዝህልዎ/ ይምረፅ

5 ተጫራቲ ዘይምለስ 20.00 (ዕስራ ብር) እናከፈልኩም ሰነ ጨረታ ካብ ቤት ፅት ኣካደሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕዳጋ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርክብ ቤት ፅ/ትና ካብ ዕዳጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 7/10/2008 ክሳብ 16/10/2008 ዓም ሰዓት 11:00 ኣጋምሸት እናመፃእኩም ክትወዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብሽም ኣካዳሚና ብጥረ ገንዝብ ወይም /CPO/ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 16/10/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 17 /10 /2008 ዓም ዕለት ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት ፅ/ትና ጉጀለ ዕደጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ተጫረቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅሕፈታና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቕንስ ይክእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞ ቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝከአል ምኻኑ ንሕብር

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo