ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን መቅረባይነትን ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም -
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
ማርክ ቱ | |||||||||
1 | Pad Kit | 04465-yzzf6 | Pes | 02 | |||||
2 | Shoe kit | 04495-60080 | Pes | 01 | |||||
3 | Jack assy | 09111-60092 | Pes | 01 | |||||
4 | Wrench | 09150-60030 | Pes | 01 | |||||
ኮብራ 105 | |||||||||
1 | Cover Assy Clutch | 31210-36160 | Pes | 01 | |||||
2 | Disk Assy Cluch | 31250-60282 | Pes | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት II No ኮፒ ከቅርቡ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 14/08/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 17/08/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 17/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:20 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ድማ ይኸፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድ ሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊኬሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1 ̊ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-01-58/03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።