ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ

የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ናይ ጨረታ ምልክታ

በዝሒ 750

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት

  1. ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን

  2. በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣

  3. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን።

  4. ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን

  5. ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል

  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ

መቐለ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo