ግልፂ ምልክታ ጨረታ ምሻጥ ንብረት
ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ከማስኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘስዎ
2. እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕስት 117/2017 ክሳብ 17/7/2017 ኣብ ኣየር ንተኸታ
3. ኣብ`ዚ ግዘ ውሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈትና እናሠፃእኻ ዘይምስስ 200 ብር ጎ ጨረታ ሰነድ ምውሳድን እቲ ንብረት ብኣካል ምርኣይን ይኸውን
4. ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 15,000 ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ (ሲፒኦ ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ነዚ ናብ ዝተዳስወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው
5. እዚ ምልክታ ጨረታ ዕስት 17/7/2017 ሰዓት 4:00 ተዓፅ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ህንፃና ይሓ ሲቲ ሰንተር 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ይኹን እምበር ተጫረትቲ ኣብ ከይዲ ምኽፋት ተዘይተረኺቦም ነቲ ኸይዲ ኣተዓናቅፎን
6. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ናብ ትካልና ሕጋዊ ሒሳብ ቁፅሪ ዊ ክገብር እንተዘይኽኢሱ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ትካልና ኻሊእ መማረፂ ይወስድ
7. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ምስ ንብረት ምስዓስ ዝተተሓሓዙ ኩስም ወፃኢታተ ብናይ ባዕሱ ሸፊኑ ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ኣብ ውሽጢ 3 ተነ ታሲ መዓልቲ ንብረቱ ካብ ትካልና ይወስድ
8. እቲ ዝሽወን ንብረት ኣብ ህንፃና ዴሓ ሲቲ ሰንተር ይርከብ::
9. ትካልና ዝሐሸ ሀማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ሩይናንስ ከባቢ ዓ/ሓቂ ናብ ዝርከብ ትካ ስና መፂእኻ ምሕታት ይከኣስ፣ቁፅሪ 3-0344-404253=