መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ቫተ ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮኑ/ተ

  2 ስፒኦ 3000 ቅርሺ

3 ሰነድ መዝገኢ ዋጋ 100

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 31/03/2015 ሰዓት 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ 31/3/2025 ሰዓት 8:30

5 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ደዉሉ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo