ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ መዓድን መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

የስውሓ ሳዕሲዕ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ፅፈት ቤት

ምልክታ ጨረታ

ቁፅሪዕን ምም/ር/ፋ/ወ/ሱ/ሳ/180/17

ዕለት 09/07/17

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ መዓድን መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥሪ 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ብ cpo ብር 3000 ከተትሽዙ እትክእሉ፡

5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፡

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ክትሕዝ ዝክእል፡

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፣

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም፡ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፡

10.ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፡

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር፣

12. አቲ ውድድር ITEM by TEM መሸነፋይ ይከውን፡

13. ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 09/07/2017 ዓ/ም 15/07/2017 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕን ምም/ርን ይከውን፡

14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክቅንስ ይክእል፡

15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት16 /07/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 ይከፈት

16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፣

17. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕን ምም/ርን /0963533573/0962322284/ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ፡

ተቁዓይነት ንብረትመግለፂዝራገፈሉ ቦታመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብሮ
1.ፀፀር በዓል 02ሚ.ሜ 16 ሜጋ1ይ ደረጃኣብ ጣብያ መዘውለ ካብ ከታማ 5ኪሜብያጆ3
2.ሓሽዋ 16 ሜ31ይ ደረጃብያጆ2

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo