ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ ም ዝኸፈል አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ትሓርስ ትራክተር ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐርስ ይደሊ::

መቐለ ማረምያ ቤት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ ም ዝኸፈል አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ትሓርስ ትራክተር ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐርስ ይደሊ::

ታ.ቁ ዓይነት ንብረት መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ሄክታር ዋጋ ጠላ ዋጋ መብርሂ
ብር ብር
1አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ትሓርስ ትራክተር ክራይሄክታር02

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ሄክታር ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 09/07/2017ዓ/ም ክሳብ 16/07/2017ዓ ም ሳዓት 8.30 ፀኒሑ ሳዓት 9፡00 ይኸፈት

4 ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝሕርስ መርየት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ንቤት ህንፀት መቐለ ሓሪሱ ምስ አረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 5000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክሕረስ ዝተዳለወ ሄክታር ክዉስኽ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo