ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ራድያተር ኣሰይ | 16400-0L270 | ብቁፅሪ | 1 | ||
2 | ክሪክ ምስ መልዓሊኡ | 09111-ok020 | >> | 1 |
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/04/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 17/04/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 18/4/2017 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቅሓ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::