ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/05/2017 ክሰብ ዕለት 30/10/2017ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ::

መቐለ ማረምያ ቤት ማእከል

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/05/2017 ክሰብ ዕለት 30/10/2017ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ::

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይቲ ዝሕረስ መብርሂ መሬትን ተኽልታትን ዋጋ
ብር
1ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህቡ ቀዋሚ ተኽልታትን ክራይሄክታር05

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ናይ ነባራይነት መለለዪ መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ንጨረታ መኽበሪ ዝኸዉን መኽበሪ ጨረታ 2000ብር/ክልተ ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 4/4/2017ዓ/ም ክሳብ 11/04/2017 ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ተወዳደርቲ እቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ካብ ውዕል ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2017ዓ/ም ጥራሕ ዝጥቀሙ ምዃኖም ተረዲኦም ናብቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ዒላላ ከይዶም ብኣካል ብምርኣይ ናይ ጠቕላላ ክራይ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

5/ ተሪቱ ዝሰዓረ እቲ ቀዋሚ ተኽልታት ፍረዝህብ ብጥንቃቐ ክሕዞን ክከናኾኖን ይግባእ

6/ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኾይኑ ምስ ተነገሮ ህንፀት መቐለ ኣካዉንቲ ኣታዊ ይገብር ብእዋኑ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ መስራቤት ከሊእ መማረፂ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤት ኣታዊ ዘይገበረ ግን መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ክወስድ ይኽእል እዩ

7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

8/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ - 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo